ቤት መሸጣ መድሃኒት
እቲ ፋርማሲታት መድሃኒት (ብሕክምና እተኣዘዘሉ) ከምኡውን ኵሉ ካልእ መድሃኒታት ይሸይጥ ኢዩ። ፈኲስ ሕማም እንተ ኣልዩካ ፈለማ ናብ ፋርማሲ ኽትከይድ እዩ ዚምሕጸነካ። እቶም ፋርማሰኛታት ንዓማዊሎም ጽቡቕ ስልጠና ተዋሂብዎምን ይመኽርዎምን እዮም። ሃንደበታዊ ኵነታት ከጋጥመካ ኸሎ ብናይ ዘቤታዊ ሕክምናዊ ኣገልግሎት ህጹጽ ኩነታት መድሃኒታት ይወሃበካ።
ህጹጽ ሕክምናዊ ኣገልግሎት Glarus Nord (24h) 0844 33 66 33
ህጹጽ ሕክምናዊ ኣገልግሎት Glarus (24h) 0844 44 66 44
ህጹጽ ሕክምናዊ ኣገልግሎት Glarus Süd (24h) 0844 55 66 55